Fana: At a Speed of Life!

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምድሪ ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምድሪ ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም።

እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብቲ ቤት ዕዮ ዑደት ምክያዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒሰተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ቤት ዕዮ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝበሎ፥ ሰንበት ኣብ ስራሕ – ምዕባለ ከም ባቡር ንመዓልቲ ዕረፍቲ ደው ስለዘይብል ኢሉ።

 

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.