Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ብውህብቶ ኣበርኪተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ንጉድኣት ኣካል  ብውህብቶ ኣበርኪተን።

ቤረት ፅሕፈት ቀዳማዊት ሚኒስትር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሃገርና ንዝነብሩ ደገፍ ንዝጠልቡ ጉድኣት ኣካል ድጋፍ ዊልቼር ናይ ምግባር መርሃ ግብሩ ኣጠናኺሩ ምቕፃሉ ገሊፁ።

 

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.