Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣዲስ ኣበባ ኣትዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሮኮ ኣዚዝ አክሃኖች ኣብ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ጉባኤ ጣሊያን ኣፍሪካን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ በፅሑ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ኣቀባብላ ተገይሩሎም፡፡
መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ እቲ ሕብረት “ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓታት ሓለዋ ንፅህናን ምርግጋፅ÷ ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ክካየድ ኢዩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.