ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ምስ ዝኾኑ ጄነራል ማይክል ላንግሌይ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚከዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ምስ ዝኾኑ ጄነራል ማይክል ላንግሌይ ሓበራዊ ባህግታት ኣብ ዝኾኑ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ሎሚ ንጎሆ ኣካይድና ኢሎም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!