Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ዕዮኦም ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ዕዮኦም ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም።
 
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥
ብምትካል ምብራኽ፤ ሎሚ ንጎሆ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ብምቕፃል ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይድና ኢሎም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.