Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 9 መስከረም ጀሚሩ ንክልተ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡
በዙይ መሰረት:-
1. እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) – ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ
2. ወ/ሮ እናታለም መለስ – ብሚኒስትር መዓርግ ሓላፊት ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገይሮም ምሻሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.