Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ቴሬሳ ሪቤራ ዘትዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ጎና ጎኒ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኤውሮፓ ቴሬሳ ሪቤራ ዘቲና ኢሎም፡፡

ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ኣብ ዝተፈላለዩ በዓል ብዙሕ ጉዳያት ምዝታዮም ገሊፆም፡፡

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.