ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ርክብ ምሕዝነት ባህሊ፣ ኣብ ዘላቒ ልምዓን ሓለዋ ክሌማዊ ለውጢን ኣብ ዘካተቱ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ውፅኢታዊ ልዝብ ገይሮም፡፡
እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ጆሃንስበርግ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ዝተኻየደ ኢዩ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!