Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ መዘሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናን ካልኦት ሓባራዊ ጉዳያትን ብስልኪ ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይድና ኢሎም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.