ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ፕሮጀክት ገምገም ሩባ ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ፕሮጀክት ገምገም ሩባ ጉለሌ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣካይዶም።
“ብምትካል ምንስዕራር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ናይ ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ኣከል ዝኾነ ኣብ ዝኾነ ኣብ ስነ ስርዓት ተኸላ ፈልሲ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ካሺም ሼቲማ ተሳቲፎም፡፡
ብተወሳኺ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዝተሳተፉ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የረድእ።
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!