ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ኬንያ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ጉጅለ ልኡኾምን ሎሚ ንጉሆ ናብ ኬንያ ኣትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 24 ዕዳጋ ምብራቅን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ጉባኤ መራሕቲ ንምስታፍ እዮም ናይሮቢ ዝኣተው።
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!