ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ልኡኽ ብሓባር ብምዃን ንዕላዊ ዑደት ሎሚ ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፓሪስ እንትበፅሑ ብብሄራዊ ሓይሊ ሰራዊት ሰነ-ስርዓት ኣቐባብላ ተገይሩሎም፡፡
ኣብ እዋን ዑደቶም ምስ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ተራኺቦም ከምዝዛተዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡