ቅዱስ ጊዮርጊስ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ መበል 19 ግጥም ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ብ 2 ብምስዓር ንፍፃመ ምሓላፋ ኣረጋጊፃ።
ቅዱስ ጊዮርጊስ ሸቶታት ዓወት ብቢንያም ፍቕሩ (2)ን ፉዓድ ኢብራሂምን ብገዛእ ርእሶም ሸቶ ኣመዝጊቡ።
ኣብዚ ፀወታ ኣቡበከር ኣዳሙን በፈቃዱ ኣለማየሁን ንኢትዮጵያ ቡና ሸቶታት ኣመዝጊቦም።
መቻል ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር ናብ መዛዘሚ ፀወታ ምሕላፋ ኣይርሳዕን።
ብኣቤል ነዋይ
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!