በዓለ ኣሸንዳን ኣሸንድዬን ኣብ ሕውነት ፓርክ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓለ ኣሸንዳነ ኣሸንድዬን ኣብ ሕውነት ፓርክ ኣደሰ ኣበባ ተኸቢሩ።
እቲ በዓል ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብዘዳለዎ ዝተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ እቲ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ተረኺበን።
ኣብ ፕሬስ ሴክሬቴሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥ ፕሬዚዳንት ላዐላየ ቤተ ፍርዲ ወይዘሮ ማአዛ አሸናፊ፣ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ዶክተር አብርሃም በላይ፣ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ሚኒስትራት ፣ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌደራልን ከተማ ምምሕዳርን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።