በዓለ ጥምቀት ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ On Jan 19, 2025 40 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ መቐለ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምእመናንን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታትን ሃገራትን ዝመፅኡ ኣጋይሽን ተረኺቦም። 40 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint