በዓል ልደት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ On Jan 7, 2025 71 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ በተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ካብ ምኽባሩ ብተወሳኺ፥ ማሕበራዊ ርክባት ብምጥንኻር፣ ህያባት ብምልውዋጥን ዝተፀገሙ ብምሕጋዝን ከምዝኽበር ይፍለጥ፡፡ 71 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint