Fana: At a Speed of Life!

በዓል “ዮ ማስቃላ” ሓዱሽ ዓመት ማሕበረሰብ ጋሞ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል “ዮ ማስቃላ” ሓዱሽ ዓመት ማሕበረሰብ ጋሞ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብድሙቕ ስነ ሰርዓት ይኽበር ኣሎ።

በዓል ዮ ማስቃላ በቲ ብሄረሰብ ዘመን መለወጢ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝሓዘነ ዝፅናዕነዐሉ፣ ዝተፃለአ ዝተዓረቐሉ፣ ዝተፈናተተ ዝቀራረበሉ ፍሉይ ትርጉም ዘለዎ በዓል ኢዩ።

ኣብ’ቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራለን ክልልን ተረኺቦም።

ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለዩ ብሄር ብሄረሰባት ዝተውፃእፅኡ ኣጋይሽ ኣብቲ በዓል ይሳተፉ ኣለዉ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.