Fana: At a Speed of Life!

በዓል ጥምቀት ኣብ መልላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ብቕዳሰ፣ ፀሎትን ካልኦት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.