Fana: At a Speed of Life!

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሲዳማ ብፁዕ ኣቡነ ዮሴፍ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ሃዋሳ መኩሪያ መርሻዬን ካልኦት ኣመራርሓ እታ ከተማን ተረኺቦም።
ብተወሳኺ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመፅኡ ኣጋይሽ ተረኺቦም።
በብርሃኑ በጋሻው
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.