Fana: At a Speed of Life!

ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ 24 ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ክትግብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብማሕበረሰብ ንግዲ ዝተልዓሉ ቅርታታት ንምፍታሕ ዘኽእሉ 24 ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ናብ ተግባር ንምሽግጋር ይሰርሕ ከምዘሎ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።

እቲ ቢሮ ስርዓት ኣረተኣኻኽባ ግብሪ ንምዝርጋሕ፣ ስርቂን ግዕዙይ ኣሰራርሓን ንምክልኻልን ካብ ከፈልቲ ግብሪ ዝለዓሉ ቅርታታት ንምፍታሕን ይሰርሕ ከምዝሎ ሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ፍልፍል እቶም ፀገማት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ 24 ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ክትግብር ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ቢኒያም ምክሩ ተዛሪቦም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.