Fana: At a Speed of Life!

ባርሴሎና ንምሁኣን ጋርሺያ ካብ ኢስፓኞል ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካታላላናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንሓላወዊ ልዳት ጋንታ ኢስፓኞል ሁኣን ጋርሺያ ኣፈሪማቶ።

ባርሴሎና ወዲ 24 ዓመት ሓላዊ ልዳት ብ25 ሚሊየን ዩሮ ክሳብ 2031 ዘፅነሖ ውዕሊ ኮንትራት ከምዘፈረሜ ኣፍሊጣ፡፡

ኣብ ላሊጋ ካብ ዘለዉ ዝበለፁ ሓለውቲ ልዳት ቅድሚት ዝፅራሕ ጋርሺያ ሽሙ ብተደጋጋሚ ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣርሰናል ተተሓሒዙ ከምዝነበረ ፀብፃብ ዘ ኣትሌቲክ ኣዘኻኺሩ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.