Fana: At a Speed of Life!

ባዛርን ኤክስፖን ኢሬቻ ኣብ ማእኸል ኤግዚብሽን ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሮ ኢሬቻ መበገሲ ብምግባር ዝተሰናደአ ባዛርን ኤክስፖን ኢሬቻ ኣብ ማእኸል ኤግዚብሽን ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ተኸፊቱ።

ኣብ’ቲ ባዛርን ኤክስፖን፥ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣልባሳትን ገይፃ መይፂን፣ ፍሪያታት  ግብርናን ሃገር ቦቀል ኢንዱስትሪን ቀሪቦም።

ልውውጥ ባህሊ ኣብ ዝግበረሉን ቤተሰብ ዝራኸበሉን ባዛርን ኤክስፖን ኢሬቻ፥ ኣልባሳት ባህሊ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ብተመጣጣኒ ዋጋ ከምዝቐርብሉ ተሓቢሩ።

እቲ መርሃ ግብሪ ሓድነት፣ ምስጋናን ፍቕሪን መሰረት ብምግባር ኣብ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ እወንታዊ ዝምድናታት ንምጥንኻር ዘኽእል ኢዩ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.