Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ሞሽን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2018 ዓ.ም ኣፅዲቑ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መበል ሓምሻይ ዓመት ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣሳሊጡ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም።

ኣብ መወዳእታ፥ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2018 ዓ.ም ብኣብዝሓ ደምፂ ኣፅዲቑ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.