ብሄራዊ ባንንኪ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 32 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ድማ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 8729 ብር ኮይኑ ከምዝተመዝገበ ተሓቢሩ፡፡
ብሄራዊ ባንኪ ኣቐዲሙ ብዝወፅአ መርሃ ግብሪ መሰረት ኣብ ውሽጢ ዝቕፅል ክልተ ሰሙን ተመሳሳሊ ጨረታ ከምዘካሂይድ ኣፍሊጡ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!