Fana: At a Speed of Life!

ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ዘረጋግፁ ወሰንቲ ተግባራት ሓምለዋይ ኣሰር ቀንዲ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ዘረጋግፁ ወሰንቲ ተግባራት ውሽጢ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ቀንዲ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ፡፡

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክፍለ ከተማ እንጦጦ መነ ኣቢቹ ወረዳ ኣካኮ ሓምለዋይ ኣንቢሮም፡፡

ኣቤ ሳኖ ኣብቲ እዋን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈላሲ ንቐፃሊ ወለዶ ዓብዩ ኣሰር ናይ ምንባር ተግባር እዩ ኢሎም፡፡

እቲ ባንኪ ኣብዝሓለፉ ዓመታት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንቑሕ ተሳትፎ ብምግባር ማሕበራዊ እጃሙ እናተዋፅኣ ከምዝርከብ ተዛሪቦም፡፡

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.