ብሓዱሽ መልክዕ ኣጋይሻ ትቕበል ዘላ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማእኸል ዲፕሎማሲ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብመርሃ ግብሪ ገበታ ንሸገር ኣብ ዝተሃነፁ ዓበይቲ ፕሮጀክትታትን ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ሓዱሽ መልክዕ ተኸዲና፡፡
ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓሳብ ተግባራዊ ዝኾነ ߵገበታ ለሸገርߴ ካብ ዝማዕበሉ መባፅሕ ቱሪዝም ፓርክታት ውሽጢ ኣንድነት ፓርክን እንጦጦ ፓርክን፣ ወዳጅነት ኣደባባይን ልምዓት ወሰን ሩባን ይርከብዎም።
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ልምዓት ኮሪደር ሓዱሽ መልክዕ ብምክዳን ንተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣጋይሻ ኣብ ምቕባል ትርከብ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!