Fana: At a Speed of Life!

ብዛዕባ ኣውሶም ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ዩጋንዳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት 26፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ልኡኽቶ ሓገዝን ምርግጋእን ሶማሊያ (ኣውሶም) ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ዩጋንዳ ኢንቴቤ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ኣኼባ ተወከልቲ ልኡኻት ንኣውሶም ሰራዊት ዘዋፅኣ ሃገራት እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡

ንኢትዮጵያ ብምውካል ብሚኒስትር ምክልኻ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ እናተሳተፈ ከምዝርከብ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.