Fana: At a Speed of Life!

ብፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝተሃነፀ ማሕበረሰብ ሬድዮ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅባሕ ክምረቕ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲ ጎንደር ኣስራት ኣፀደወይን (ዶ/ር) ብፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝተሃነፀ ማሕበረሰብ ሬድዮ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅባሕ ክምረቕ እዩ ኢሎም፡፡

ኣስራት ኣፀደወይን (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤እቲ ማሕበረሰባዊ ሬድዮ ዝተሃነፀ ብሓፈሻ ንስራሕ ምንቅስቃሳት ዩኒቨርስቲ ጎንደር ንማሕበረሰብ ተበፃሒ ንምግባር እዩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝተበፅሐ ስምምዕ መሰረት ንምሕበረሰብ ህንፀት ሬድዮ ምክያዱ ብምግላፅ፤ እቲ ህንፀት ኣቐዲሙ ብዝተደለየ ፅርየት ከምዝተዛዘመ ተሓቢሩ፡፡

ነዙይ እውን ምስቲ ዩኒቨርሲቲ ዝፀንሐ ምሕዝነት ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ምስጋና ኣቕሪቡ፤ ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝኸይድ ኣረጋጊፆም።

ብምናለ ኣየነው

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FFBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

              

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.