Fana: At a Speed of Life!

‘ቪዚት ኢትዮጵያ’ ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘለውዋ ሃፍቲታት ንምፍላጥን ንምሻጥን ዘኽአል ‘ቪዚት ኢትዮጵያ’ ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል መተግበሪ ቱሪዝም ዕላዊ ኮይኑ።

ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ፥ እቲ መተግበሪ ኣብ ሃገርና ንዝርከቡ ኣገለግሎታት ቱሪዝም በስፍሓት ንምፍላጥ ዝሕግዝ ኢዩ ኢለን።

እተን ሚኒስቴር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ባህላዊን ተፈጥሮኣዊን ቅርስታት ብምልማዕን ብምፍላጥን ዝተፈላለዩ ተግባራት የካይድ ከምዘሎ ሓቢረን።

እቲ መተግበሪ ኣብ ምድላው ኢንሳ ንዝገበሮ ደገፍ አመስጊነን።

ዋና ዳይሬግክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት (ኢንሳ)   ትእግስት ሃሚድ በግደአን፥ ዘመነ ዲጂታል ዝሓቶ ምምላእን ተወዳዳሪ ምዃንን ዘድሊየሉ እዋን ኢና ዘለና ኢለን።

ብሃይማኖት ወንድይራድ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.