ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቬንዙዌላዊት ፖለቲከኛ ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ተዓዋቲት ሽልማት ሰላም ኖቤል 2025 ኮይነን፡፡
ማሪያ ኮሪና ማሻዶ ሰባኺት ዴሞክራሲ ብምዃን ኣብ ሃገረን ዴሞክራሲ ክዓስል ንምግባር ብርቱ ቃልሲ ብምግባር ይፍለጣ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!