Fana: At a Speed of Life!

ትሩፋት ሌማት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ተደማሪ ዓቕሚ ኮይኑ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ትግበራ ፖሊሲ ተደማሪ ዓቕሚ ኮይኑ ኢሎም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ትሩፍት ሌማት ንዜጋታትን ንሃገርን ዘለዎ ክብሪ ዝተረኣየሉ ትግበራ እዩ ኢሎም፡፡
እቲ መርሃ ግብሪ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ብሓሳብ ልህቀት ፈልፊሉ ዝተጀመረ ምዃኑ ብምዝኽኻር፤ ናብራ ብዙሓት ስድራቤታት ክቕይር ከምዝኸኣለ ገሊፆም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.