Fana: At a Speed of Life!

ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙም መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሰዓት 10፡00 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም።

ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ኣብ ልዕሊ  ብሬንትፎርድ 3 ን 1 ተዓዊቱ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.