Fana: At a Speed of Life!

ቼልሲ ንርንሌይ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ናብ ተርፍሙር ብምምራሕ ንርንሌይ 2 ን 0 ስዒራ፡፡

ቼልሲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፔድሮ ኔቶን ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኣመዝጊቦምወን፡፡

መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል፤ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ምሸት ሰዓት 12 ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት፣ ወልቭስ ምስ ክሪስታል ፓላስ፣ ፉልሃም ምስ ሰንደርላንድ፣ ብራይተን ምስ ብሬንትፎርድ ከምኡ እውን ቦርንማውዝ ምስ ዌስትሃ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡

ምሸት ሰዓት 2፡30 ድማ ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ስታዲየም ሴንት ጀምስ ፓርክ ክራኸባ ኢየን፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.