Fana: At a Speed of Life!

ኒኮ ዊሊያምስ ኣብ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ውዕሉ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ባርሴሎና ተደላዪ ዝነበረ ስፔናዊ ኣጥቃዒ ኒኮ ዊሊያምስ ኣብ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ውዕሉ ኣናዊሑ።
እዚ ተፃዋታይ ናይ ካታላኑ ክለብ ክሕወስ ተቃሪቡ ዝብሉ ፀብፃባት ብስፋሓት ይወፁ ምንባሮም ይዝከር፡፡
ኮይኑ ግና እቲ ክለብ ሎሚ ከምዘፍለጦ ኒኮ ዊሊያምስ ክሳብ 2035 ዓ.ም.ፈ ኣብ ቢልባኦ ክፅንሕ ዝገብሮ ናይ ሸሞንተ ዓመት ውዕል ተፈራሪሙ።
ብሃይለማርያም ተገኝ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Facebook FBC Tigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.