ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ራብዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን፡፡
ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 11 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኒውካስል ንዎልቭስ 1 ን 0፣ ቦርንማውዝ ንብራይተን 2 ን 1 ከምኡ እውን ፉልሃም ንሊድስ ዩናይትድ 1 ን 0 ስዒረን፡፡
ክርስታል ፓላስ ምስ ሰንደርላንድ ከምኡ እውን ኤቨርተን ምስ ኣስቶንቪላ ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይ ሸቶ ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡