Fana: At a Speed of Life!

ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲን ፓርቲን ድጋፋዊ ሱፐርቪዥን መዛዘሚ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕቲ መንግስቲን ፓርቲን ሱፐርቪዥን ድጋፋዊ መዛዘሚ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ሓዊሱ ፓርቲን ላዕለዎት ሰብ መዚ ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ ብዛዕባ ድጋፎም ዕላማ ሱፐርቪዥን ብምብርህራህ ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚደንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 2018 ዓመታዊ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣፈፃፅማ ኣንፈትን ኣፈፃፅማ መምርኺን ከምዝግምግም ተዛሪቦም፡፡
ኣብቲ መድረኽ ድጋፋዊ ኣባላት ሱፐርቪዥን ብምልክቶም ዝረኸብዎ ተሞክሮኦም ከካፍሉ ኣብ ቀፃሊ ብፌደራል መንግስቲ ትኩረት ዘድልዮም ጉዳያት ከለልዩ ኣረዲኦም።
ብተወሳኺ ድጋፋዊ ኣባላት ሱፐርቪዥን ኣብ ኩሎም ክልላትን ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብመሰረት ዝተቐመጠ ኣንፈት ምስርሑ ተሓቢሩ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.