ንትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ።
ኣብ ክልቲ ብርኪታት ዕድመ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብኹሎም ፆታታት ብ28 ኣትሌታት ክትሳተፍ ኢያ።
ናይ ምድላው እዋን ምንኣስን ዝናባማ ፀባይ ኣየር ምህላውን ፅዕንቶ እንተነበረ እውን፥ ኣብ ዝነበረ ሓፂር እዋን ምድላው ከመዝገበሩ እቶም ተወዳደርቲ ገሊፆም።
እቲ ሻምፒዮና ኣብ ናይጄሪያ ኣቡኩታ ካብ 9 ክሳብ 13 ሓምለ 2017 ዓ.ም ክካየድ ዘኢዩ።
ብእንዳልካቸው ወዳጄ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!