Fana: At a Speed of Life!

ንክልላት ተንቀሳቐስቲ ክሊኒክ ኣምቡላንሳት ድጋፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ን9 ክልላት 450 ሚሊየን ብር ዝዋግአን ተንቀሳቐስቲ ክሊኒክ ኣምቡላንሳት ድጋፍ ገይሩ፡፡
ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፤ እተን ኣምቡላንሳት ካብ መንግስቲ ጃፓን ብዝተረኸበ ድጋፍ ገንዘብ ዝተዓደጋ ተዛሪበን።
እቲ ድጋፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝረኣዩ ሰፋሕቲ ፀገማት ንምፍታሕ ዝሕግዝ እዩ ኢለን።
ብፍላይ ተበፃሕነትን ግልጋሎት ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሕግዝ ኣብሪሄን።
ብኣሸናፊ ሽብሩ
Facebook FBC Tigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.