Fana: At a Speed of Life!

ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ  ወረቐት ምስክር ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ  ወረቐት ምስክር ሂቡዎ።

እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን ስምረት ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ  ወረቐት ምስክር 29 ሕዳር 2018 ዓ.ም ምሃቡ ኣፍሊጡ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.