Fana: At a Speed of Life!

 “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 45 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል  ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዘተ፥ ቀዳም ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ሰንበት  ሆረ ሃርሰዲ ኣብ ቢሸፍቱ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።

ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ጀሚላ ሲምቢሩን ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ሃይሉ ኣዱኛን ሓዊሱ ምሁራንን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም።

ብዝተፈላለዩ ምሁራን መፅናዕ”ታዊ ፅሑፍ ብምቕራብ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብመራኦል ከድር

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.