Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኢትዮጵያን ህንዲን ታሪኻዊ ርክበን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ዘካይዱ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኣኼባ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ ባይቶ ፌደሬሽንን ተረኺቦም መደረ ኣስሚዖም።

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ ሓበራዊ ኣኼባ ከምዝበልዎ ኢትዮጵያን ህንድን ነዊሕ ዘመን ዝፀንሐ ታሪኻዊ ምትእስሳር ኣለዎን።

ብታሪኽ፣ ባህሊ፣ ትምህርቲ፣ ንግድን ዝተፈላለዩ ዓውድታትን ዝተኣሳሰረ ዝምድና ሃገራት ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ምዕባይ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.