ኢትዮጵያን ህንዲ ዘለወን ኩለመዳያዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ህንዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓባራዊ ኣኼባ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን 5ይ ባይቶ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ተረኺቦም መደረ ኣስሚዖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፣ ኣብ ኣፍሪካ ባዕዳውያን ገዛኢ ብምጥፋእ ዓብዪ ግደ ዝተፃወተ ሓባራዊ ኣኼባ ባይቶታት ተረኺበ መልእኽቲ ብምምሕልላፈይ ክብሪ ተሰሚዑኒ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንዲን ዘሎ ዲፕሎማስያውን ንነዊሕ ዓመታት ዘቑፀረ እዩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!