Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኣልኬሬጅ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረ ጥንኩር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ኣልዒሎም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ሓበራዊ ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ዝተመስረቱ ዞባዊ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን ተዛቲዮም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.