Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ወታደራዊ ዘፈር ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲታት ወታደራዊን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡

ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብፍሉይ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ኦዌ ሳዳማሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ብምቕባል ኣዘራሪበን፡፡

ኣብ ኣብ ዘተኦም ድማ ብሄራዊ ረብሓ፣ ሓበራዊ ድሌትን ክብሪን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘኽብሩ ጉዳያት ፀፅታ ብምውዳድ ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ኩነታታት ሰፊሕ ምይይጥ ኣካይዶም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.