Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ ጉባኤ ትካል ስራሕ ዓለም ክተተኣናግድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ኣህጉራዊ ጉባኡ ትካል ስራሕ ዓለም ካብ 11 ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣፍሊጠን፡፡

እተን ሚኒስትር ነቲ ጉባኤ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ በቢክልተ ዓመት ዝሰናዳእ እቲ ጉባኤ ኣብዚ ዓመት ንመበል 20 ግዘ ከምዝካየድ ሓቢረን፡፡

ኣብቲ ጉባኤ ካብ 50 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 1 ሺሕን 500 ተሳተፍቲ ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ገሊፀን፡፡

ብእዮናዳብ ኣንዱኣለም

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.