Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ።

ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኣ።

ኬንያዊት ኣትሌት ቢያትሪስ ቼቤት ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ጣሊያናዊት ናዲያ ባቶቼሌቲ ክላኣይ ደረጃ ብመመሓዝ ዛዚማ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.