Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ቆራፅ እያ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ንምክልኻል ዝግበሩ ምትሕብባር ንምጥንኻር ቆሪፅ እያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣሕመድ ናስር ኣል ራይዚ ዘትዮም።

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ንምክልኻል ዝግበሩ ምትሕብባር ንምጥንኻር ቆራፅ እያ።

ኢንተርፖል ትካላት ፖሊስ ሃገራት ኣብ ምትእስሳር እናበርከቶ ዘሎ ግደ ምንኣዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.