Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዶም።

እቲ ትካል፥ ማሕበራዊ ግብኡ ንምውፃእ ኢሉ ‘ውን ምስ ዓማዊል ብምዃን ሓዱሽ ዓመት ንምቕባል ዓሊሙ ነቲ መርሃ ግብሪ ከምዘካየዶ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዋና ቤት ዕዮኡ ኣብ ዘካየዶ ስራሕቲ ወለንታ ብተወሳኺ ንወለንታዊያን ማሕበራት 2 ሚሊየንን 625 ሺሕን፣ ናውቲታት ትምህርቲ ደገፍ ገይሩ።

ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍረህይወት ታምሩ፥ እወንታዊ ስራሕ ምስራሕን ምስዓበን ነትውልዲ ዘሳግር ኢዩ ኢለን።

ሓዱሽ ዓመት ንቕበሎ “ቀፃሊ ኣድማስ” በዘብል ሰብ ተኮርን ሰብ ማእኸል ዝገበረን ናይ ሰለስተ ዓመት ስትራቴጂ ኢዩ ኢለን።

ብፌቨን ቢሻው

 

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.