Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ 88 ሚሊየን ንምብፃሕ ተሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘሎ 83 ነጥቢ 2 ሚሊየን ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 88 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ሒዙ።

እቲ ትካል ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ናይ ቀፃሊ ዓመት ትልሚ ስርሑን ኣፋሊጡ።

ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ስትራቴጂ ትልሚ 10 ዓመት መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተዛሪበን።

ምዕባለን ስትራቴጂን ኢትዮጵያ ተሓሳቢ ዝገበረ ትልሚ ከምዝኾነ እውን ሓቢረን።

ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ዲጂታል ብግልፂ ብምፍላጥ ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪት ንክትከውንን ዝሓሸ ለውጢ ንክመፅእን ዘኽእል ኢዩ ኢለን።

ብሰማኸኝ ንጋቱ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.