Fana: At a Speed of Life!

ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ፡፡

ኢንዞ ፈርናንዴዝ ካብ ጉጅለ እታ ጋንታ ዝተነከየ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝሃቦ ርኢቶ ከምዝኾነ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሊያም ሮሴኒየር ገሊፆም፡፡

በዚ ድማ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ፅባሕ ካብ ዝካየድ ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ምስ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ዝግበር ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታን ወፃእ ከምዝተገበረ ኣረጋጊፆም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.